ርኢቶ ብዛዕባ ውሽጣዊ ክፍፍል መረሕቲ ትግራይ
አብ መንጎ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይን (ግምትን) ህወሓትን ዝግበር ዘሎ ውጥጥ ብዕሊ ካብ አንደበት መረሕቲ ግምት ሰሚዕናዮ አለና። ፖለቲከኛታት ህወሓት…
ጸበባን ቃልሲን ህዝቢ ትግራይ ከመይ ነሕጽሮ?
"ትግራይ ዓደይ በጃኺ 'ባ
ይአኽለኪ እቲ ጸበባ
ትንሳኤኺ አግህድዮ አብ ቀረባ!"
ጥዕምቲ ደርፊ!
ኮይኑ ግና እቲ ወሳኒ ሕቶ ቃልሲና አሕጺርና ትንሳኤ ትግራይ…
ዝፍጠሩ ዘለዉ ዕድላት ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከመይ ንጠቀመሎም?
ሱዳን ግዝአታ ንኽተምልስ፣ አል ፋሽቃ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ዋላ ቤንሻንጉል ጉሙዝን መተማን ናብ ኢዳ ክተእትወሉ ትኽእለሉ ዓብይ ዕድል አጋጢምዋ አሎ። ብተአምር…
ቃልሲ መሰል ዓርሰ-ውሳነ አብ ኢትዮጵያ
እቲ ኣብ ትግራይ ናብ ኲናት ዘምርሐ ፖለቲካዊ ውጥረት፣ መሰል ዓርሰ-ውሳነ ብጭቡጥ ንምርግጋጽ ካብ ዘኽእል አረዳድአን ሞገተን ሕገ መንግስቲ እታ ሃገር…
ውዕሎ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ውጽኢት አልቦ ኮይኑ ተዛዚሙ
ውዕሎ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ውጽኢት አልቦ ኮይኑ ተዛዚሙ አሎ።
ካብዝተፈላለያ ሚድያታት ብኢንግሊዝኛ ዝተጠመረት ነዛ ዜና አንብቢኩም ስርሒት ሱዳን…
ዋዕላ ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ
ጽባሕ ሰንበት (10.01.2001 GC) ሱዳን፣ ግብጺን ኢትዮጵያን ህዳሴ ግድብ አመልኪተን ክዝትያ እዬን።
አብዚ ሰሙን ሱዳን ብዝተፈላለየ መንገዲ ጠንካራ ቅዋማ ክትገልጽ…
ፖለቲካዊ ሕጽቦ – ኢሳይያስ ኣፍወርቂ
እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፡ ብ11 ሓምለ 2018 ድሕሪ ቐትሪ፡ ኣብ ሳዋ፡ ንተሳተፍቲ 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ንህልዊ ኵነታትን…
ህልው ኹነታትን ምዕባለታትን ትግራይ
ኢዩ ቅድም ኢሉ ዘፍለጦ ናይ 90ሚልዮን ዩሮ ኢኮኖሚክ ሳንክሽን ተግባራዊ ገይርዎ አሎ። እቲ ሰብአይ ተሰመዐን ተተአረመን ኢሎም ነቲ ስጉምቲ ተግባራዊ ከይገበሩ…