Entries by Solomon

ቃልሲ መሰል ዓርሰ-ውሳነ አብ ኢትዮጵያ

እቲ ኣብ ትግራይ ናብ ኲናት ዘምርሐ ፖለቲካዊ ውጥረት፣ መሰል ዓርሰ-ውሳነ ብጭቡጥ ንምርግጋጽ ካብ ዘኽእል አረዳድአን ሞገተን ሕገ መንግስቲ እታ ሃገር ዝብገስ እዩ፣ ክብል ክኢላን ተንታኒን ፖለቲካ ቀርኒ አፍሪካ ኣሌክስ ዴ…