ፖለቲካዊ ሕጽቦ – ኢሳይያስ ኣፍወርቂ
እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፡ ብ11 ሓምለ 2018 ድሕሪ ቐትሪ፡ ኣብ ሳዋ፡ ንተሳተፍቲ 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ንህልዊ ኵነታትን ምዕባለታትን ቀርኒ-አፍሪቃ ኣመልኪቱ ካብ ዘካየዶ ሰሚናር ተጸሚቚ ዝቐረበ እዩ። መበገሲ ናይቲ ሕጂ አብ ትግራይን አብ ቀርኒ-አፍሪቃን ዝረአይ ዘሎ ቅልውላው እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ዝሕብር ጽሑፍ ኮይኑ ስለዝረኸብናዬ ክተንብብዎ አብዚ አቅሪብናዬ አለና። Read more
