መንግስት እና የህዝብ አስተዳደር በነጋድራስ ገብረ ሕይወት ባይከዳኝ | Negadras Gebrehiwot Baykedagn

1 reply
  1. walta mekonen
    walta mekonen says:

    እዚ መፅሓፍ ዝተሓፈ እዛ ሃገር ብሳይነሳውን ምብልሓትን ዓዲ ንወይምዕባይን ካብ ድኽነት ንዘይምውፃእን ኣብ ህልም ዝበለ ድቃስ ኣብ ዝነበረትሉ ፣ ግብረ ክፍኣት ንምፍፃም ግን ኣብ ሓያል ንቕሓትን ድቃስ ምስኣንን ኣብ ዝነበረትሉ እዋን እዩ ነይሩ። ሊቁ ገ/ሂወት ባይአዳኝ መንግስትን ህዝብን ከም ጥዑያት ሓሲቡ ቁምነገር ንዘይፈልጥን ዘይርድኦን ህዝብን መንግስትን ቁምነገር ዝፀሓፈሉ ዘበን ነይሩ፣ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ፣ ኣየርእኻ ምበር እቲ ህዝቢ ካፍቲ ሽዑ ዝገደፍካዮ ገዲድዎ ይርከብ ፣ ብኸማኻ ዝበሉ ሊቃት ዝለምዐ ልምዓት ዘዕኑ ኮይኑልካ ኣሎ።

    Reply

Trackbacks & Pingbacks

Leave a Reply

Want to join the discussion?
Feel free to contribute!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *