ሓንሳዕ ንደማመፅ እሞ!!
ብሓየት ሰጋር (ካብ ማሕበራዊ ሚድያ) እዚ አብ ሓደሓደ ኸባቢታት ትግራይ ሎሚ ንርእዮ ዘለና ተቃውሞታት፣ ቀደም ህወሓት/ኢህወደግ አብ ስልጣን እንዳሃለወን፣ ገባሪ ሓዳጊ እንተሎን እንተዝኸዉን ነይሩ ከመይ ጽቡቅ ነበረ። ዂናት፣ ፅንተትን ዕንወትን ዝብሃሉ ነገራት አይምተፈጠሩን። ኮታስ እቲ ስርዓት ትኽክለኛ መስመሩ ክሕዝ ተገይሩ፣ ዓድን ህዝቢን ቀሲኑ፣ ምናልባት እውን ናይ ልምዓት ተረባሒ ኾይኑ ምነበረ። ሎሚ አብዘይቦትኡን ጊዚኡን ፃሕበርበር ምባል […]
